Geez AI

ሰላምታን መእተዊን

ሰላም! ናብዚ ናይ ፈተነ ስራሕ እንኳዕ ብደሓን መፁ። ኣብዚ ናይ ሙኰራ ስራሕ ክልተ ዓይነት ስራሕቲ ዝወሃቡ ኰይኖም፣ ብመሰረት ናይ ሕድሕድ ስራሕቲ ዕላማን ዝሓትቱዎ ክእለትን ነጥቢ ዘውህቡ ይዀኑ።

ስራሕ-01 — ምሉእ ሓሳባት ኣንቢብካ ድምፂ ምቕራፅ

መምርሒ፡

ኣብዚ ገፅ እዚ 15 ዝተፅሓፉ ምሉእ ሓሳባትን መቕረፂ ድምፂን ኣለው።

  • ሕድሕድ ፅሑፍ ቅድሚ ምቕራፅ ብደምቢ ኣንቢብካ ምርዳእ ይግባእ።
  • ብደምቢ ምስተለመደ ሕድሕድ ፊደልን ቃላትን ብንፁርን ፅፉፍን እናንበብ ምቕራፅ።

መመዘኒ ነጥቢ፡ ኣደማምፃ ፊደላትን ቃላትን ዘፀፀየ ትኽክለኛነት ኣነባብባ፤ ተፈጥሮኣዊ፣ ንፁርን ውፁእን ፍጥነትን ድምፀትን።

ስራሕ-02 — መምርሒ ዝተኸተለ ናይ ወግዒ ድምፂ ምቕራፅ

መምርሒ፡

ኣብዚ ማሕበራዊን ሞያዊን ዓውድታት ዝዳህስሱ 10 ምድባት ዘለዎም ኰርኰርቲ ወይ ሓሳብ-ወሃብቲ መምርሕታት ሕድሕዶም ብዙሓት ኣብነታት ዘለዉዎም ተዋሂቦም ኣለው።

  • ኣብ ሕድሕድ መምርሒ፡ ኣብ ሓደ ጕዳይ ብመሰረት መምርሒ ምግውጋዕ ዘመችዩ ነጥብታት ጥራሕ ኣብ ማስታወሻ ብምሓዝ ካብ 1 ክሳብ 2 ደቒቓ ዝኸውን ድምፂ ቕረፅ።
  • ምሉእ ፅሑፍ ኣዳሊኻ ምንባብ ብፍፁም ኣይከኣልን፤ ከምኡ እውን ውልቃዊ ምስጢራዊ ሓበሬታ ምእታው ኣይምከርን።
  • ምስ ኣዕርኽትን ቤተሰብን ብእነዋግዐሉ ተፈጥሮኣዊ ላዛን ናይ ወግዒ ድምፀትን ምዝራብ ይግባእ።

መመዘኒ ነጥቢ፡ ትኽክለኛን ተፈጥሮኣዊን ፍሰት ሓሳብ፣ ናይ ወግዒ ንፁርነትን መምርሒ ዝተኸተሉ ፍረ ሓሳባት ወይ ድማ ትሕዝቶ ቓላት።

Your language

About this trial and your recordings

  • This is a trial for voice-acting work. Your recordings are scored against the criteria above, to decide whether to invite you to record with us.
  • They are used only to assess your application. They are not added to any dataset and are not used to train models unless you are selected and agree to that separately.
  • Taking part in this trial is not paid. Voice actors we select are paid for recording work.
  • We will tell you the outcome either way. If you are not selected, your recordings are deleted within six months.
  • Your account email is stored with your recordings so we can tell one speaker from another. It is never published.
  • Please do not say anything you would not want kept, and do not include personal details about yourself or anyone else.
  • You can ask us to delete your recordings at any time.

You will sign in with Google on the next step, so we can keep your place and know which recordings are yours.